ትጽቢት ካብ መንን ስለምንታይን፧ ህዝቢ ዘይተኣድነ መስዋእቲ እናኸፈለ ዝተዋደቐሉ ነጻነቱ ብሕጓ ሰሪቖምዎ፡፡ ነቶም ንጹሃት ሃገራውያን እናኣለለና ኣብ ጎድኖም ጠጠው ሰኣንምባል እቲ ንመሰልናን... Read more ...
ንክብሪ ሸኽ ሙ/ጀውሃር ሓጎስ እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ካናዳ ን ኩቡር ሸኽ ሙ/ጀውሃር ሓጎስ ክብሪ ንምሃብ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ ጊዜ ገለ ክፋል ካብ ታሪኽ ሂወቱ ዝተነበበ ኢዩ... Read more ...
ናይ ዮሴፍ ገብረሂወት “ትዕቢት፡ ኣሉታን ደርገፍገፍን ዝመልኦ ዛንታ ጥሜት” ብሓጺሩ “ህላወኡ ንምቕጻል: ህግደፍ ዘይዓግብ ሃርጓፍ ከብዲ ኣማዕቢሉ እዩ። ነዚ መዓልቦ ዘይብሉ ናይ ሞትን ጥፍእትን መንግስቲ ባዕልና ክሳብ ደው እነብሎ ድማ ኣብ... Read more ...
ናይ ውልቂ ተባላሓትነት ኣብ ምፍታሕ ሽግርን ምዕባለ ህገርን ደጋፊ ኢዩ። ናይ ዜጋታት ተባላሓትነት ብነጻ ኣብ ስራሕ ክውዕል ከም ዘለዎ ክሳዕ ዘይተገብረ ሽግር ክፍታሕን ሃገር ንቕድሚት ክትስጉምን ኣይትኽእልን ኢያ፣ ዝኾነ ይኹን... Read more ...
ነጻነቶም ዝኸሓዱ፡ ዘመናውያን ጊሎት! ደጊም እንስሳታት ነጻነቶምን መሰሎምን ክኽበረሎም ካብ ደለዩ፡ እቲ ንኹሉ ኣዛሚዱ ዝሓስብ ክቡር ወዲ ሰብ ነጻነት ክደሊ፡ መሰሉ ክሓትትን ብመሰሉን ክብሩን... Read more ...
ኣብርሃም ኣፈወርቂ እቲ ምርኡይ! ኣማውታ ኣብርሃም ኣፈወርቂኣብ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት እንተ ብፖሊቲካዊ ኣረኣእያኻ እንተ ብንግዲ እንተ ብሞያ ዝና ዝፈጠረ ኤርትራዊ ሞይቱ ክብሃል እንከሎ... Read more ...