ኤርትራውያን ካናዳውያን ጉዳይ ናይቶም 400 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መንእሰያት ክጻረ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ኤርትራውያን ካናዳውያን ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ባይቶ ኦንታርዮ ብምስላፍ፡ ጉዳይ ናይቶም ብ22 መጋቢት ካብ ሊብያ... Read more ...
ንስደተኛታት ድሕነት ዝምስረት ግዜያዊ ዓለም-ሓቆፍ ኮሚቲ እታ ብዓለም-ሓቑፍ ደረጃ ክትምስረት ተሃቂኑላ ዘሎ ኮሚቲ ነዚ ሕጂ በብወገኑ ዝካየድ ዘሎ ነብሲ ኣድሕን ወፈራ ክትትክእ ዘይኮነስ ንንጥፈታት ንምውህሃድ ጥራይ... Read more ...
ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንበኣሰሉ ግዜ ኣይኮነን ሃገራዊ ነጻነትና ብብዙሕን መሪርን መስዋእቲ ኣረጋጊጽና ኣብ ጎደና ሰላምን ደሞክራስን ክንጓዓዝ ኣብ ዝጀመርናሉ ሰዓት ብዲክታቶርያዊ ስርዓት ተጨዊና ስቓይና... Read more ...
ማዕበል ሁበቡላ እቲ ሓቂ ሐደ ወገን ናይ ዝዓበደ ኢልካስ፡ እቲ ካልኣይ ወገን ምስኡ ክዓብድን ደድሕሪኡ ምስዓብን ብዘይገድስ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ውልዶ መንእሰይ ክስዉኡን... Read more ...
ናይ ምድረበዳ ጋሃነም፣ብኤይናት ፊሽቤን ጾታዊ ዓመጽ፣ ኤለክትሪካዊ ኣካላዊ ምንፍርፋር፣ ብጻዕዳ ውዑይ ሓጺን ገርካ ምቅጻል፣ ማእሰርቲ፣ ሃለዋት ምጥፋእን ሞትን ኣብ ኣመና ምዉቕ ኮንተይነር ካልእ... Read more ...
ዓለም ዕዳጋ! ኣቶ ጳውሎስ ናትናኤል “The Revolution Will be Televised, May Be 02/01/2011 asmarino.com” ኣብ ትሕቲ ዝብል... Read more ...