ብሄራዊ ውደባ፡ ካልእ ኣማራጺ ዶ ኣይኮነን’ዩ ?- ሳልሳይ ክፋል ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት’ዩ እምብኣር፡ እቲ ግዙፍ ዓቕሚ ዝውንን፡ ኣብ ኣቀዋውማ ሃገረ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ዕዙዝ ተራ ዝነበሮ ብሄረ ትግርኛ፡ “ብሄራዊ... Read more ...
ብሄራዊ ውደባ፡ ካልእ ኣማራጺ ዶ ኣይኮነን’ዩ ? - ካልኣይ ክፋል ሰልፊ ህዝባዊ ግምባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን፡ እዚ ሰልፊ’ዚ ካብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ዝተወልደ፡ ንኹለን ብሄራት ኤርትራ ኣነ ጥራሕ’የ ወኪለን... Read more ...
ሃየ ዝተወልዔት ሽምዓ ከይትጠፍእ !! ተዳጋጋሚ ደኣ ከይከውን እምበር፤ ገለ ብጾት ነቲ ቅድሚ ዋዕላ ኮነ ኣብቲ ዋዕላ ዝነበረ ዘይምርድዳኣትን ጉድለታትን ርእዮም ጌና ሕጂውን ዘይዓገቡ ኣሎዉ።... Read more ...
ብሄራዊ ውደባ፡ ካልእ ኣማራጺ ዶ ኣይኮነን’ዩ ? ስለዝኾነ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ብሄራዊ ወጽዓታት ኣሎ ካብ በልና፡ ስልጣን ይኹን ጸጋታት ሃገር ብማዕርነት ዘይማቓርሑ ምህላዎም ካብ ርኣና፡ መን’ዩ ዝያዳ ተወጺዑ... Read more ...
ምኸሮ ምኸሮ ኣይምከርን እንተበለ ግን መከራ ይምከሮ ከምቶም ካለኦት ተሳተፍቲ ዘይኮንኩስ፣ ባዕለይ ናይ ኣሮፕላን ከፊለ ስለዝኸድኩን፣ ኣብ ከተማ ሓደ ሓደ ጉዳያት ዝስራሕ ስለ ዝነበረኒ ኣብ ሆቴል ተኻርየ ኢየ... Read more ...
ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ። ኣብዚ ካብ መንጎ እቶም ፈጸምቲ ኣካላት ትጋገዩ ኣለኹም ዝብሉ እንዳሃለዉ፣ ብፍላይ ብጸይቲ ምሕረት ገብረኢየሱስ “እዚ ጉዳይ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ኣይንምጠጦ፣... Read more ...