ኤርትራውያን ንዓለም ዘሕለፍናላ የብልናን፡ ንዓለም ንገሩልና፡ ክንብል ዓለም ገዲፋትና ትኸይድ ኣላ። ክንገብሮ ዘለና፡ ግና መን ኢና፡ ኣብ ዓለም...
ንሱ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ኣብ ዝነደፈትሉ እዋን፡ ኢሰያስ ዓንቀጽ 39(ብሄራት ክሳብ ምንጻል ዝኸይድ መሰልእ እትህብ ዓንቀጽ) ካብቲ...
ህዝቢ ኣስመራ ንልዕሊ 22 ዓመታት ውልቃዊ ረብሕኦም ብዘቕደሙ ኣማሓደርቲ ክምዝመዝ ጸኒሑ፡፡ ምቅይያር አማሓደርቲ ንህዝቢ ዘርብሕ ዘይኮነስ...
እዛ ሓጻር ዛንታ ናይ'ቲ ኣብ'ዚ ግዝያት ልክዕ ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት፡ ብዕለት 4, 11, 2004 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘጋጠመ ፍጻመ ምርኲስ ብምግባር...
ግዳያት ህልቀት ላምፐዱዛ እንታይ'ዩ ካሕሳኦም?
ብሓቂ ክንክሕሶም እንተዀና፡ ኣንጻር'ቲ ናብዚ ንመላእ ዓለም ዘስካሕከሐን ዘሕዘነን ህልቀትን ቅዝፈትን...
ከም’ታ ንሪ’ኣ እንተንሪ’ኣ።
ሰብኣይ ተዓዲሉ፡ ናብ’ዛ ለይትን ቀትርን፡ ንዕስራን ኣርባዕተን ሰዕታት ጀበና ተሰኽቲታ፡ ምስ ውዕይቲ ጣይታ፡ ፈቐዶ ገማግም...