ላምፐዱዛ ደስየት ቃንዛ
ቀዳም ስዓት 11 ናይ ንጉሆ ኣቢሉ ይኸውን ኣብ ገዛይ፡ ተለቪዥን ወሊዐ ብዛዕባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍደገ ላመፐዱዛ...
ቅሉዕ መልእኽቲ ንኣባላት ካቢነን መራሕቲ ሰራዊትን ኤርትራ፡ ብህልቂት ዜጋታትና ኣብ ላምፓዱሳ ኢጣልያ
እዞም መንእስያት እዚኣቶም ዝበዝሑ ካብቲ ግዱድ ሃገራዊ...
ስዉእ ተማጓቲ።
ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥስ ነይሃዳናይ“ ከምዝበሃል ፕረሲደንትና ድማ ከም ምኹሉይ ተጻባኢ መጠን ባዕሉን ብወከልቱ ን ንልቢ፡ ኣኽናፍን ኣናፍራን...
ክቡር ተጋዳላይ ሳሚኤል፡ መቸም ኣብ ባህልና ዝተሰደ ከምዘይምለስ ይዝንቶ ኢዩ። እዚ ብመንጽር‘ቲ ክቱር ፍቕሪ ሃገርን ምስ ኣብ ስደት ዘጋጥም ኩሉ ዓይነት...
እቲ ብዋዛኡ ዝልለ ዓርከይ ድማ ገቢትኒ ቀንዩ እብለኩም። ንእግረ-መገዱ እናሰሓቐ “ኣንታ‘ዚ ህዝብስ ዎጮ እንተገምጠል ካዮ ዎጮ ምዃኑ ዘንጊዑ ዲዩ ለውጢ...
ተኣምራታዊ ሓይሊ ስነ-ጥበብ ዘርዓዶ መንግስቲ፡ ንስነ-ጥበባዊ ሓይሉ ንኸማህምን ዘይፍንቅሎ እምኒ የልቦን፡፡ ስርዓት ህግደፍ ዘመነ ስልጣኑ ብሓይሊ ብረት...