ዕላማ መሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ ናይ ሎሚ ህግደፍን ሸቶ ቃልሲ ጓል ኣንስተይቲ ኤርትራን ዘይራኽብ ጫፋት’ዩ ዕላማ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ሎሚ ህግዲፍ፡- ንተንኮሉ ብመጋረጃ ናጽነት ብምጉልባብ፡ በቲ ልዑል ተወፋይነትን ካብ ቶግላባነት ነጻ ዝኾነ ተሪር ጻዓትን... Read more ...
እቲ ምኻድ ውሳኔኹምዩ ንሓቂ ግን ኣይትጠዋውዩ ጥሪት ህግደፍ ሕደግ ኣይትዓሹ ንሓቂ ድለያ ስምካ ኣይተባላሹ ሳዕሲዒት ግደፍ ዓደቦኻ ናበሪሱ ብዘይካኻ ኩሉዩ ለቢሙ ተጣዒሱ ክሳብ መዓሲኻ ተታልል... Read more ...
‘ኩሉ መሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ. መሽሚሹን ኣብቂዑን‘ዩ‘ ኢልካ ኔርካ..... ( ቀስተደበና፡ ረቡዕ 27 ሰነ 2001) ሕጂ ድማ ዝነበሮም መዝነት ኣይፈለጥናን ግ ን ኣብቲ ተኣፋፊ ግዜ ተጋዳላይ እንታይ ይኣምንን ይዛረብን ከምዝነበረ ከምመርኣያ ንክልተ ካብቲ ማእለያ ዘይብሉ... Read more ...
ሩሕ (Ruah) እቲ ቐዳማይ ጠንቒ ባህርያዊ ኮይኑ ካብ ቝጽጽራ ወጻኢ እዩ። ኣብ’ዚ ንምንታይ ዝብል ሕቶ እንተዘይተፈተነ ይምረጽ። እቲ ካልኣይ ግን፡ ቐንድን፣ ኣሻዅን፣... Read more ...
ትማሊ 16ን ሎሚ 17ን ነሓሰ ኣብ ኣደራሽ ኣምኒስት ኢንተርናሺናል ዓዲ ኢንግሊዝ “ህይወት ስደተኛታት ንምምሕያሽ ዘዝከኣለና ነበርክት” ብዝብል ቴማ ዋዕላ ተኻይዱ። እቲ ዋዕላ፡ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ንዝርከቡ ሓተት’ቲ ዑቕባ ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጉዳይ ጥዕናን መንብሮን፡ ትምህርትን ሽቕለትን፡... Read more ...
ዓማጽ መንግስትን ዓማጽ ህዝብን ከይደቀሰ ይሓድር። (ቀስተ-ደበና ረቡዕ 18 ሓምለ 2001) መንጌ‘ውን ዲቕ ዝበለ ፈታው ድኻታት ወዲ ዴስነት ተወርይሉ ሳላ ሞራል ገምቢ። እንተኾነ ንሱ‘ውን ሕሉፍ ውልቀ-መላኺ ፋሺሽ ታዊ ምንባሩ ተኸሺሑ። ኣብ ጀርመን... Read more ...