ብተግባር’ሲ የለናን ብቑጽሪ ግን ሓሽከት ኣንቱም መጋበርያ እኽብካብ ህግደፍ ብሙዃን ዕንቅፋት ትኾኑና ዘለኹም ጀበርቲ ወዮ ዳኣ ነገሩ ከምቲ ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጾሎቶም ዝባሃል ግዲ ኮይኑ ኢዩ... Read more ...
ከኤርትራ ጋር ለሦስተኛ ግዜ ጦርነት እንደማይኖር እናደር ለን፡ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ስለምንታይ ኢዩ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን’ዚ ፖሊስኡ ለዊጡ ዘሎ? ራባዓይ ክፋልኩላትና ከምንፈልጦ ህዝቢ ኤርትራ ንውግእ ኢሉ ኣይተፈጠረን። ሕማቕ... Read more ...
ከኤርትራ ጋር ለሦስተኛ ግዜ ጦርነት እንደማይኖር እናደርጋ ለን፣ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ሳልሳይ ክፋልኢህአድግ ሓደ ካብቲ ጭርውሩው ዘብል ጽፊዒት ንህግደፍ ዝጸፈዖ እቲ ኣብዚ እዋንዚ ንዉጹዓት ኤርትራውያን ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ኢዩ። ካብ 60,000... Read more ...
“ንሳተን ባህለን ከሲረን ንሳቶም ግን እንታይ ሂቦሙለን” ዘይ ከም ክርስቲያን ኣሕዋትና ኣስላም ኤርትራ ኣብ ትሽዓተ ብሄራት ዝተኸፍለ ኮይኑ ብቦታ ብባህሊ ብቋንቋ በታሓሳስባ ዝተፈላለየ ኢዩ፡፡ ቁዱስ ቁርኣን... Read more ...
አየ ጉደኛ ዲ/ኢሳያስ ኣፈወርቅ፡ ረሲዐዮ ዝነበርኩ ዲ/መንግስቱ ሃይለማሪያም ኣዘኻኺርካኒ እኮ!!! ኣብዚ ሰሙናት’ዚ ብዲ/ኢሳያስ ዝካየድ ዘሎ “ሲምፖሲዩም” ብኹለን እተን እሱ ዝውንነን ናይ ሕሶት ናይ ዜና ማዕከናት በብመዓልቱ ይቐርብ ኣሎ። እዚ ኮነ ኢልካ... Read more ...
ፖለቲካዊ ጋኔን ኤርትራ፡ ዝፍውስ ጸበል ዝሰኣነ ጉዳይ! “…ደርጊ ሽኮር ግራሴ ከይበልናዮ ከይዱ” ዝበሎ ናይ ሓደ ኣገልግሎት ዓርከይ ዘረባ ኣዘኻኺሩኒ።እቲ ንኤርትራውያን ደግሲ ኰይኑ ዘሕዘነ ግን፡ ናጽነት ኤርትራ... Read more ...