ሸዋ ዘ’ልዋ ትብል ጽዋ ክሳብ መኣስ’ያ ተስክር ብዘይ ስዋ? ስለ’ዚ ኣባዥጎ ጭራሽ ካብ’ቲ ናይ ቀደም ኣገባቦም ኣዝዩ ብዝተፈልየ መንገዲ፡ ነቲ ኡንኮ ወዶም፡ ወለ’ዝጊ ርሕሩሕ ልኢኾም፡ ስማዕ ኣዳም ናይ ትማሊ ውዕሎኻ... Read more ...
ሓበሬታ - በዓል ማርያም ደዓሪ ንዕለት 01.06.2013 ንግደት ማርያም ደዓሪ ኣብ ስቱትጋርት (ጀርመን) ከነብዕል ስለ ዝኾና፣ ኣመንትን ግዱሳትን ተሳተፍቲ ንኽትኮኑ ብኣኽብሮት ንዕድም።... Read more ...
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነቲ ናይሓዋሩ ረኻብ ጸገማቱ /ጸገማትና/ ዶኾን ብእዋኑ ተራእይዎ ነይሩ ኮይኑ ኣብ ማእከል’ቲ ኣእምሮና ዝበሃጎ ነባሪ ታሪኽ ብማል ዘይ ኮነ ስለታሪኽ... Read more ...
ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ ገለ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣኼባ እገለ እቶ እገለ ውጻእ ትብሉ እንተኮንኩም ንሕና እውን ምስ ዝወጹ ክንወጽእ ኢና ብምባል ነቲ ኣኼባ ከም ዝተሓሰምዎ... Read more ...
ስለምንታይ ‘ዩ ኪሳዕ ክንድዚ ትም ሕትም - መዓስ’ዩ’ኸ ዘኸትም ብደለይቲ ለውጢ ዞም ሰባት ግን ስለምንታይ ኢዮም ተኣሲሮም። እንታይ ስለዝኣበሱ ወይ እንታይ ስለዝጠሓሱ ተቐይዶም ንዝብል ሕቶ መልሲ የድልዮ ኢዩ። ይኹን እምበር ዛጊት እቲ... Read more ...
እዋይ እዋይ እዋይ እዋይ ሰብ ሃሊቑ ስኣን እኽለማይ ኣንታ ህዝቢ እንታይኻ በዲልካ ? እዚ ኹሉ ተንኮል ኣብ ልዕለኻ ክንዲ ዝቐለብካ ዝሓብሓብካ ሓንጎፋይ ኢልካ ሰብ መሲሉካ ቅንይ ተልካስ ቀዳሞት... Read more ...