ፕሮፓጋንዳ ብዛዕባ ትካላት
ዓዲ ዘየሎ ኣራቢሕካ ብሓሶት
ኣገርህ ኣቢሉ ክእክብ ዶላራት
ይኣክል በልዎ ንማፍያ ስርዓት
ቅድሚ ኩሉ ንኹልኽን ደቂ እንስትዮ ኤርትራውያን እንቋዕ ነዛ ዕለት መሰልክን ትኽበረላ መዓልቲ ብሰላም ኣብጻሕክን። ከምቲ ኩሉ ልሙድ ዓመታዊ ናይ ደቂ...
እዚ ስማዖ እዚ እናተለምደዶ ይመጽእ ኣሎ ሓቀይ ፧ ወዲ ኣዳም ፍጡር ናብ ዕዳጋ ወሪዱ ዝሽየጠሉ እዋን ፡ ካብ ታሪኽ ምዃን ሓሊፉ፡ ኣብዚ ምዕቡል እዋን ኣብ...
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነንሕድሕዱን ምስ ከባቢኡን ብዝነበሮ መስፍናዊ ወራራት ኣብ ምስንኻል ጉቡእ መስርሕ ሃገራውነቱ ወሳኒ ተራ ከምዝነበሮ ታሪኽ ይምህረና።...
ንዓዲ ጀጋኑ ኤርትራና ምስ ኮነላ ኣርሓ
ወዲ ጓል’ዞም የሓ
ተገሪማ ህዝብና ሰኪሓ፡
ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም- ለኸ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ፡ ብምትሕብባር ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ማሕበር መንእሰያት ንደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ከምኡ እዉን...