ሓበን ህዝባ ዝኾነት ኣብነታዊት ዜጋ፡ ዶ/ር ኣልጋነሽ ፍስሃ እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ስርሓ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ንምስግጋር ጋንዲ ዝብል ግብረሰናይ ትካል ካብ 2010 ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽፋት ን400 ዝኾኑ ኣብ... Read more ...
መበቆላዊ ሰነድ ራኢታት ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ እንሆ እምባአር መበቆል ደብተር ናይቲ ቢተው ብገዛእ ጽሕፈቱ ን ብርዑን ብፍላይ ንወደብ ዓሰብ ኣተኲሩ ካብ ዝጸሓፎ በቢክፋል ከነቕርብ... Read more ...
ትብጻሕ ናብ ክቡራት ሓለፍትን ኣባላትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ባይቶ (ኤሃባደለ) ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ጉባኤ ናይ ሃዋሳ ዓቢ ትጽቢት ዝነበሮም ካብቲ ኣብኡ ዝተመስረተ ባይቶ'ውን ብመጠኑ ተስፋ ዝነበረኒ እየ። ባይቶ ክብል ከሎኹ ክልቲኡ... Read more ...
ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ክቡር ገዲም ተጋዳይ መልእኽቱ ብልክዕ እንተተረዲኤዮ፡ እዚ ሕጂ እንርእዮ ዘለና ዝንቡዕ ምምሕዳርሓ፡ ድሕሪ ነጻነት ኣብ ኣስመራ ምስተኣትወ ዝተጀመረ... Read more ...
ፈስቲቫል ካስል ቁልዒ ተስፋ ናብ ዝርዝር ምድልዋቱ ምእታው ኣየድልየንን፡፡ ተሳትፎይ ውሱን ስለዝነበረ እውን ካብዚ ንላዕሊ ክብሎ ዝደሊ የብለይን፡፡ናብቲ ጻዕርን ድኻምን ኣዳለውቲ ዘሎኒ... Read more ...
ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ ከምትፈልጥዎ ታሪኽና ብኸምዚ ዝተገለጸ ፖለቲካዊ ጻውቲ ዝተወጠረ ኢዩ። ደቂ ኤርትራ ከምኣናብስ ሃገርና ካብ መንጋ ጋ ጸላእቲ ኣናጊፍና ከነብቅዑ እንተኾነስ... Read more ...