ብመሰረት ዓንዲ-ሕጊ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ፡ ቦርድ ዝለዓለ ሓላፍነት ኣለዎ። ፈጻሚ ኣካል ከኣ ነቶም ቦርድ ዘሕለፎም ውሳነታት ምትግባርን...
ጀበርቲ ኣብኩለን ኣውራጃታት ኣለዉ። ብመሰረት ዛንታ ኣብርሃም ኣብ ዓዶም /ሰራየ/ ዘሎ ናብራ ጀበርቲ ኣዘንተወለይ። ኣነ‘ውን ንናይገጠር ተመኩሮኦም ብኣንክሮ...
ግራት ተኣምራት!
ሓጋይ ብባሕሪ ክረምቲ ብላዕሊ
ሓዠዥ እንክብለላ ኣዝመራ ምስ ጠሊ
ግራት ተኣምራት፡
ትጸጊ ትፈሪ፡ ሸውሃት ከተዕግብ ድኻም...
ኤርትራዊ’የ ዝብል ከም ሰብ ሕልና’ና ክቐስን እቲ ዝግበር መድሕን ታራ ክንገብር ምእንቲ ኣብዚ ኣኼባዚ ክንሳተፍ እንደገና ኣትሪርና ካብ በይ ኤርያ ደለይቲ...
እቲ ምንታይ ኢሳያስ ኣብ ሓደ ሓያልን ውዱብን ስለያዊ ጸጥታ እምነት የብሉን፡ እቲ ዘይምእማኑ ከኣ ብዘይ ምኽንያት ኣይነበረን ስለዘስግኦ ጥራይ እዩ ነይሩ፡፡...
ወዲሓማሴን! ኣብማእከል ዝሰፈረ፡ ተሃራፊ ድማ ከምሓኸለ።...... እናተባህለ ብዙሕ ብዙሕ ኣሎ። በቲ ዝበሃል ድማ እቲ ገርሀኛ ተወላዲ ብሓቂ‘ዩ በይኑ...