ዕግርግር ዕዳጋስ……፡ ሰሙን ትገብር፡ ኣመሪካዊት መርበብ ሓበሬታ ሲኤንኤን ኣብ ግዝኣት ኒውጀርሲ ሰላሳ ዝኾኑ ኣብ ንግዲ ኣካላት ደቂ-ሰብ ዝተዋፈሩ ሸቃ ጦ ከምዝተታሕዙ ኣቓልሐት።... Read more ...
ምስጋና - ንወረጃ ህዝብና ምስ’ቲ ክቡር ባህልኻ ንተጋዳላይ ሓርበኛ ዶክተር በየነ ኪዳነ ኣብ’ቲ ብኸቢድ ሓሚምሉ ዝነበረ እዋን ብዙሓት ፈተዉቱን ብጾቱን ፡ኣብ ሆስፒታልን ገዛን ከይተሓለልኩም ን9 ኣዋርሕ ... Read more ...
ኣኹዲድካ እንተዘየስበርካስ ኣይሳዕሳዕካን፡ ይ! ኣይኣዝዝ’ምበር ንግዚኡስ ኣበይ ብእወሓስ አግብእ ክንጫበጥ ኢልና። ብዝኾነ ጸሓፋይ ብቀዳምነት ብርግጽ ነብስኻ ምስ ሓደ ዓቢ ፖለቲከኛ ተናቝታ ዓወት... Read more ...
ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ዶር. በየነ ኪዳነ ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተፈጺሙ ድሕሪ ሓመድ ድበ፡ ቀባሮ ድማ ናብ’ቲ ተዳሊዮ ዝነበረ ኣዳራሽ ከዱ። ኣብቲ ኣዳራሽ ዝጸንሐ እኽለማይ ምስ ለኸፉ፡ ብጾቱን ፈተውቱን፡ ሓርበኛ ዶር. በየነ... Read more ...
ስንክሳር መግዛእቲ ( 8ይ ክፋል ) ኦይ! ህዝብና ከምቲ ናይ ዝብኢ ቁስሉ ምብላዕ ስለዝለመደ ቃንዛን ኣውያትን ደቁ ከምዘይስቆሮ ኣምሲሎም ብምሙጓት ኣዕ ኑድ እንዳ ሃገር ዘብርሱ ካብሃለዉስ... Read more ...
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ምውህሃድ ወተሃደራዊ ክንፍታቱ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ሰጒሙ፡ ድሕሪ ናይ ክልተ መዓልቲ ምይይጥ እቲ ንሕጂ ንኹለን ውድባት ከሰማምዕ ዝኽእል ውሳኔ፡ ካብ ኩለን ወተሃደራዊ ክንፊ ዘለወን ውድባት በቶም ወተሃደራዊ ሓለፍቲ... Read more ...