ንህዝቢ ዘይውክል ክስጎግ ግድን’ዩ ምስጓግ ቆንስል ህግድፍ ካብ ካናዳ ብጥራዩ ዝተፈጸመ ኣይኮነን፡ እንታይ ዳኣ፡ ሳላ ቃንዛ ህዝቦም ዘቐንዝዎም ሰብ ሓቦ ብስውርን ብጋህድን ማዕጾታት ዝዃሕኩሑን... Read more ...
Renaissance (ትንሳኤ) ብዙሕ ግዜ ዘይድለ‘ዃ ይኹን‘ምበር ግን ንተመኩሮ ከምዝጥቀስ መጠን ይዝክረኒ መንእሰይና ጸገሙ ከይተጋህደ እንከሎ፡ ብጸለመ ህግደፋውያን ናይሎሚ መንእሰይ... Read more ...
ሓዬት ዘካሪያስ እወ ክትህሉ ኢኻ ምእንቲ ድሕነት ህዝቢ ኤሪትራ ኣንታ ዘካርያስ ዝብሉኻ ተባዕ ተቓላሳይ ሓበን ናይ ኤሪትራ ንውዲት እከያት ሳዓራይ ንገሮም ከምዘይትጸዓድ ነቶም ናይ ዕንወት ቃፍላይ ሓያል ከም እምኒ ዓረ... Read more ...
ዓሰብ-ዓሰመ! ዓሰብ-ዓሰመ! ዓሰብ-ዓሰመ ንኣኺ ሒዘ ዝሓደርኩ ተገሲመ፡ ዓዊረዶ ጸሚመ? ወይስ ብእምነት’የ’ስጊለ ክሳብ ዝልለ ደንቊረ ዓሰም-ዓሰበ። Read more ...
ክልተ ግጥሚ ብሐደ ብሓባር ዘቃልስ መደባትን ዕላማን ሓንጺጽካ ብሕብረት ክተተርጉሞ ክንዲ ብግብሪ ዝጻዓር፤ ኣብ ናይ ሕሉፍ ዕድሜኦም ዘሕለፍዎ ባህራዊ ጸባያት ክቆራቆሱ ጊዜ... Read more ...
አገናዕ ሓርበኛ ተቓላሳይ ገብሪሂወት (አቡ ዓሸራ) ናብቲ ቀንዲ መበገሲ ጹሑፈይ ክምለስ፡ ሃገራዊ ዕማም ኩሉ ጊዜ ዉፉይ የድልዮ። እወ ነብሱ አብ ቅድሚት ዝሰርዕ ብገንዘቡ፡ ብጉልበቱን ፍልጠቱን ዝብጀው ሓቀኛ... Read more ...