ኤርትራ መበል 22 ዓመት ናጽነታ ዝተጓናጸፈትሉ ዕለት፣ ብኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ ንተሳተፍቲ እንቋዕ ንመበል 22 ዓመት በዓል ሃገራዊ ናጽነትና ብሓባር ከነብዕል ኣብቅዓና ብምባል ወይዘሮ ኣስገደት ምሕረትኣብ መድረኽ ድሕሪ ምኽፋታ፡ ቀደም... Read more ...
ኽቡራት ደለይቲ ለውጢ ስውሲ - ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት፣ ኣብ ጀኔቫ ዓቢይ ጉባኤ ክጅምር'ዩ እዚ ጉባኤ ኮሚሽን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ንሰብኣዊ መሰል ዘርኢ ብወግዒ ናይ ምኹናን መርገጽ ክወስድ'ውን ትጽቢት ኣሎ። እዚ ውሳኔ እዚ ብጉባኤ ኮሚሽን... Read more ...
ብምኽንያት መበል 22 ዓመት መዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት መግለጺ ሳሊና ወጋሕታ - ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ኣንጠጥዩ ዘሎ ናይ ጥፍኣት ደበና ቀንጢጥና ንሙሉእ ሓርነት ንመርሽ ኣብ መንደፈራ ዝጀመረ ብሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ዝተሰነየ ህዝባዊ ተቓውሞ ናብ ኩለን ንኡሳት ዞባታትን ምምሕዳራትን ‘ታ ዞባ ልሒሙ ምስቲ ጠላም ውልቀሰብ... Read more ...
ሱቕታ ሱቕ ጥዑም ዝበሃለሉ ግዜ ኣሎ፡፡ ሱቕ ምባል ምልክት ትሕትናን ውርዝውናን፡ ክበሃል ውን ይከኣል እዩ። ሎሚ ግን ሱቕታ ገ በ ን ዝበሃለሉ ግዜ... Read more ...
መልቀስ ንመምህር ኣማረ ገረማርያም ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!! ወየ!! ኣነ!! ወዲ ኣይተ ገረማርያም ኣንታ ኣምረ ክብለካዶ ብህጻኑ በትሪ ዝዓተረ ካብ ዓዲ መንጎቲ ቲቦ... Read more ...
ናይ ሓዘን መግለጺ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሃገራዊ ዲሞከራሰያዊ ሓይልታት ኤርትራ(CC-ENDF)፡ ንዜና መስዋእቲ ተቓላሳይ ኣማረ ገብረማርያም ብመሪር ሓዘን ኢዩ ሰሚዕዎ። ብዕለት... Read more ...