ውጉዛት ጳጳሳትን ካህናት ሽሞኛታት ናይ ፖሊቲካን ንቅዱሳን ካህናት ምስ መእመናን ክውግዙ ክንርኢ ዊዒልና ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ ሕመረት ጸብጻብ ናይ ’ቲ ዘይ ቅዱስ ዋዕላ ልክዕ ክብገስ ከሎ ዝፈሸለ ኣብ ውጺእቱ መእተዊ ኣይብሉ-መውጺኢ ካብ ዝኾነ ይኹን ስነምግባራት እዚዩ ዝረሓቀ፡... Read more ...
ንህግደፍ ኣለና ምሳኹም ንደለይቲ ፍትሒ ኣጆኹም ኣብ መሰልን ፍትሕን ዘለዎ ሃገር ክትፈርሑዎ ነዚ ስርዓተ ዱሑር ሊቀ መምበር ብሓሶት ዘዳናግር 20 ዓመት መብጽዓ ንዘይትግበር ኣይትእመኑዎም ንገጅለ... Read more ...
ደብዳበታት ጀነራል ዑቕበ ኣብራሃ። ኣብ ዝሓለፈ 4ይ ክፋል ጽሑፍ ሰነዳት ቢተወደድ ኣብርሃ ኣብ ዘቕረብናሉ ግዜ እታ ክፋል መወዳእታ ናይታ ሰነድ ምንባራ ሓቢርና ኔርና። ስዒቡ ካብ ዝመጸና... Read more ...
ምድንጋር ንረብሓ መን? (ካልኣይ ክፋል ) ዝዀነ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ፡እኮ ህዝባዊ ሰረት ዘይብሉ መደብ ከዐውት ዝቃለስ እንተዀይኑ፡ ውዒሉ ሓዲሩ ፋሕፋሕ ክብል ኢዩ ወይ ከኣ ዝስለፈሉ ሓይልን... Read more ...
ምድንጋር ንረብሓ መን? ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝጽሓፍን ኣብ ሬድዮ ይኹን ፓልቶክ ዝዝረብን ዛዕባታት ጉዳይ ሃገር፡ ክንደይ ካብኡ ኢዩ ሃገራዊ ሽግራትና ንምፍታሕ... Read more ...
ንብዓል ነጎዳስ ሓዊ ደብሶ!!!!!!!!!! - መጋረጃ ይቀንጠጥ 26 ዝሓይሽ ተበልክዎስ ዝገደደ!!!!!!!!! ባይቶ ቖይሙ ብእግሩ ከይከደ ታተ ከይበለ ከሎ ዝኸርደደ ደበና ዘይብሉ ዘንጎድጎደ መዓንጣኡ ፍቱሕ ዝተቐደ። Read more ...