ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 03 መስከረም 2010 ብሰላም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ ካብዞም ሎሚ ዕለት... Read more ...
130 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰኑይ 6/9/2010 ናብ 3ይ ሃገር ክሰጋገሩ’ዮም፡፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪም ናብ ዝተፈላለዩ ጎሮባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ’ውን ኣየዕረፉን፡፡ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰዱ ክሳብ ነሓሰ 31,... Read more ...
ሰላምዊ ሰልፊ 17 መስከረም 2010 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም። ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ መወዳእታ ናይ እኩብ ድምር እከይ ተግባራቱ፡ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኤርትራን፡ ሕብረተ ሰብ ዓለምን ዝተቓላዕሉ፡... Read more ...
ዝርዝር ዝተቐትሉ ኣብ ዞባ ደቡብ ብሕልፊ ድማ ኣብ ብሄረ ሳሆ ዕጡቓት ሩባ ሓዳስ ሓዊሱ ስፍሕ ዝበለ ተቓውሞታት ምልዓሉ ዘስገኦ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕነ ሕነ ቀራናት... Read more ...
መጸዋዕታ ንተቀማጢ የቶቦርን ከባቢኣን ንዕለት 4 መስከረም 2010፣ አብ ከተማ የቶቦሪ አቶ አማኒኢል ሳህለን አቶ ካልድ ዓብዱን፣ ብዛዕባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኢትዮጵያ ብምብጻሕን ናብ... Read more ...
ሃገራዊ ዋዕላታት ኣብ በኒንን፣ ሞዛምቢክንን እዚ ብሕዳር 1990 ዝተጋብአ ዋዕላ ናይ ከረኩ ስርዓት ኣብ 17 ዓመታት ዝገበሮ ስጉምትታት ነቐፌታ ዘውርድ ኮነ። ብድሕር'ዚ ሃገራዊ ዋዕላ ብሕዝባዊ... Read more ...