ፕረሲደንት ኢሰያስ ምቅይያር ሚንስተራትን ኤምባሲታትን ክምዝገበረ ብወግዒ ኣፍሊጡ ንሃገራዊ ፖሊስን ንዓለም-ለኻዊ ዝምድናታትን ብመንጽር ብሕታዊ ጠቅሙን ምዕቃብ በትረ ስልጣኑን ምርኣይ ዝልማዱ ፕረሰደንት ኢሰያስ፡ ጎድኒ ጎድኒ ምቅይያር... Read more ...
ወዲ ገረወኛ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። መሻርኽቲ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ነጋዳይ ኣልኣሚን(ወዲ ገረወኛ) ናብ ኤርትራ ተመሊሱ።ንሱ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2008 ብዘይንጹር ምኽንያት ካብ ኤርትራ ምስ ወጽአ... Read more ...
2 ሜጀር ጀነራላት ደስኪሎም 1 ብርጋዴር ጀነራል ተኣአሲሩ ደሃይ ባውዛ ካብ ኣስመራ።ዓቕሊ ጽበት ዘይገብሮ የብሉን።ስለዝኾነ እቲ ባዕሉ ንነብሱ ኣብ መዋጥር ዘእተወ ህግደፍ ዝሕዞን ዝጭብጦን ጠፊእዎ ኣብ ሃተምተም... Read more ...
ሐድሽ ቅዲ ግፋ ብ ሞቫይል ተሚሩ ሐድሽ ቅዲ ኲናት እንበር ሐድሽ ቅዲ ግፋ ተሰሚዑ አይፈልጥን ህ.ግ.ደ.ፋውያን ግን ናይ ፉሉይ ፉሉያት ንግብረ እከይ ስለ ዝኮኑ አብ ኤርትራ ብፍላይ ድማ አብ... Read more ...
ዕድል ዜይብሉ ሰብ ጥዋፍ ክነግድ'ሲ አምላኽ ዕድል ዜይብሉ ሰብ ጥዋፍ ክነግድ'ሲ አምላኽ ድማ ነቲ ለይቲ ናብ ቐትሪ ቀየሮ ከምዝባሃል ህዝቢ ኤርትራ ድማ ሎሚ ቕነ ዕድል አይ ገበረን ፕረሲደንት ኢሳያስ... Read more ...