መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን. "ጐብለል" ሊቀ መንበር ኢሳያስን እቲ ሓድሽ ደሞም ናበይ ገጹ የብል ኣሎ? እቶም ቀንዲ "ወረስቲን ተቀበልቲ ሕድርን ሊቀ-መንበር ኢስያስ ኢና: "ፖለቲከኛታት" ኢና " በሃልቲ ሓጎስ ገብረሂወት (ኪሻ)፣ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)... Read more ...
ኤርትራ፥ ደስኪልካ ትመክኽ እንደገና ትምዘዝ ድሕሪ ናይ ሕ.መ. እገዳ እቲ ስርዓት ኣብ ስግኣት ኣትዩ ኣሎ ይብሉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ። ታሪኻዊ ኣመል ኢሳያስ ኣብ ግዜ ሽግር ዝተጠቕመሎም ስልትታት... Read more ...
መግለጺ ዘይብሉ ምቁራጽ ናይ ስልኪ ካብ ምጽዋዕን ጥዋለትን ኣብ ኤርትራ እዚ ብ552 ዝጅመር ናይ ስልኪ መራኸቢ ንጥዋለትን ውሽጢ ምጽዋዕ እዩ ዝምልከት። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ነበርትን ሓፈሻዊ ሕዝብን ኣይተነግሩን። ወግዓዊ ወረ... Read more ...
ወ/ሮ ኣበበሽ፣ በዓልቲ ቤቶም ንሓጎስ ገብረሂወት “ክሻ”፤ ናብ ኤውሮጳ ክትበጽሕ ቀንያ ወ/ሮ ኣበበሽ፣ በዓልቲ ቤቶም ንሓጎስ ገብረሂወት “ክሻ”፤ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ኤውሮጳ ክትበጽሕ ቀንያ ይበሃል። እዚኣ ናይ ኣሜሪካ ዜግነት ስለዘለዋ... Read more ...
ኢሰያስ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራቱ፡ ዑና መርከብ ክምርቕ መዲቡ። መራሒ ህግደፍ ዲክታቶር ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ድሕሪ ሳልስቲ ናይ ካቢኔ ሚኒስተራቱ ኣኼባ ከካየድ መዲቡ ኣሎ። እዚ ናይ ሕጂ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት፡ ስርዓት... Read more ...
ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈውርቂ ናይ ቅትለት ፈተነ ፈሺሉ ትማሊ ዕለት 13.8.2009 ሰዓት 4:00 ድሕሪ ቐትሪ ብኣቃጻጽራ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈውርቂ ናይ ቅትለት ፈተነ ፈሺሉ ይበሃል ኣሎ፡... Read more ...