ካብ ቤ/ጽሕፈት ሚኒስትሪ ምክልኻል ባለነኪ ኣብ ጽላል ኩናትን ወረ ኩናትን ኣዕቒብካ ምንባር የብቅዕ።መንግስቲ’ዚ ሃገር ኣብሓያል ላዕልን ታሕትን ጸደፍደፍን ተርባጽን ከምዝርከብ ንዕዘብ ኣለና። ኮታ... Read more ...
ደሃይ ካብ ደቀምሓረ ካብ ገዝኣ ብጨወይቲ ካብ ትዕፈን ንልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ደሃያ ዝጠፍአ ጓለንስተይቲ ትብለጽ ኣደ ሰለስተ ቆልዑን በዓልቲ ሓዳርን ኢያ። በዓል ሓዳራ ኣባል ... Read more ...
መግለጺ ሓዘን ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ - EYGM እታ ንዳርጋ ሰለስተ ሰሙን ብዙሓት ኤርትራውያን ተሳፈርቲ ሒዛ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጠፊኣ ዝቐነየት መርከብ፡ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ምስ... Read more ...
ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ፣ ድሕሪ 24 ዓመት ዝግበር ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሱዳን ብናይ ኤርትራ ማዕከናት ዜና ንከይፍኖ (ንከይመሓለለፍ) ንሚኒስትሪ ዜና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ሕዝቢ ሱዳን ካብ ናይዚ ወርሒ እዚ ዕለት11 ክሳብ 15 (ተመጢጡ ኣሎ ብክልተ መዓልቲ) ፕረሲደንት፣ 450 ዝኣባላቱ ባይቶን ኣመሓደርቲ 25 መንግስታትን... Read more ...
እሱራት ዘዘሊሎም ክህድሙ ተዂሲ ተኸፊቱሎም ክልተ ክሞቱ እንከለዉ፣ ብዙሓት ኣብ ኣእጋሮም ተሃሪሞም ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ሞባይል ተለፎን ሒዞም ዝተረኸቡ ኢትዮጵያውያንን ብዙሓት ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኤርትራውያን እሱራት ዝሓዘት መኪና፣ ካብ...
ናይ ዕለት 22 ለካቲት ኣብ ጎደና እንታይ ድአ ተመኒና ዘስራሕናዮ ቤትና አይንሰፍሮን ኢና። አብ ሃገርና ዘለዉ አረጊት አቦን አደን አይክንሪኦምን ኢናን፤ ውክልና ከይከሉኡና እዮም ዝብሉ ጉዳም... Read more ...