ምቅይያር-9 -ሚኒስተራት ተረጋጊጹ። ኢሰያስ፡ ምቅይያር ሚኒስተራት ክገብር ዘገደዶ ዝዓበየ ምኽንያት፡ናይ ወጻኢ ኣህጉራዊ ጉዳያት ሃገርና ይኹን ጥምየት ህዝብና፡ቐዳማይን ዝዓበየ ኣጀንዳ... Read more ...
ወነንቲ ትራክተር ትራክተሮም ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን ተኣዚዞም ወነንቲ ትራክተር ዝኾኑ ግለሰባት፡ ብውልቂ ምሕራስ ተሪፉ፡ ኩላቶም ትራክተሮም ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን፡ ዘየረከበ ድማ፡ ማለት ክሓርሳ ዝተረኽባ ወይ... Read more ...
ሚስጢርን ውዲትን፡ ፖለቲካዊ ጸወታን ኢሰያስ ይከሻሕ!!! ኢሰያስ ኣብቲ ኣብ ወርሒ ለካቲት 2009 ዘካየዶ ናይ ኣምባሳድራትን ናይ ወከልቲ ህግደፍን ኣኼባ፡ ብዛዕባ እዚ ብወግዒ ኣብ ርእሲ ምዝራቡ፡ ንዝገብሮ ናይ... Read more ...
ህግደፍ፡ ጠሚና ንዝበላ 45 ኣዴታት ሓዝሓዝ ኣሲሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ 45 ኣዴታት ሓዝሓዝ ተጠርኒፈን፡ ናብ ቤትጽሕፈት ምምሕዳር ናይ ዝነብራሉ ከባቢ ብምኻድ፡ “ጥምዬት በርቲዑና፡ ተሸጊርና፡ ርድኡና’’... Read more ...
32 ኣባላት ሐይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም፡ ካብ ባጽዕ ናብ የመን ኣትዮም። ሳላሳን ክልተን ኣባላት ሓይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ፡ ብ3 ሚያዝያ 2009፡ ሰዓት ሸውዓተ ናይ ምሸት፡ ሑደይዳ ኣብ ዝበሃል ቦታ የመን... Read more ...
ሚስጢርን ውዲትን፡ ፖለቲካዊ ጸወታን ኢሰያስ ይከሻሕ!!! ኢሰያስ ኣብቲ ኣብ ወርሒ ለካቲት 2009 ዘካየዶ ናይ ኣምባሳድራትን ናይ ወከልቲ ህግደፍን ኣኼባ፡ ብዛዕባ እዚ ብወግዒ ኣብ ርእሲ ምዝራቡ፡ ንዝገብሮ ናይ... Read more ...