መከላኸሊ ሚኒስተር ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣብ ሃገረ ስዊድን። ጀነራል ስብሓት ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ሃገረ ኤርትራ ተበጊሱ ኣብ ስዊድን ከምዝኣተወ ይፈለጥ እንበር ምኽንያት መገሽኡ ዛጊት ንጹር ኣይኮነን ዘሎ።... Read more ...
መልእክቲ ካብ ጉዱስ ኣስመራ ኤርትራ: ብዛዕባ ስድራቤት ግዳያት ደሴት ላንፑዱዛ ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ንሰምበት ሕዳር 10/2013 ንሃገራዊ ቀብሪ ጻውዒት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ስድራቤት ግዳያት ደሴት ላንፑዱዛ ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ንሰምበት ሕዳር 10/2013 ንሃገራዊ ቀብሪ ጻውዒት ከምዘቕረቡ... Read more ...
‘’ጽንዓት ይሃብኩም፡ ሕሰም ኣይትርከቡ’’ ንምብህሃል ኣውያት ንሃገራዊ ቀብሪ! ኣብ ውሽጢ ኤርትራ እንርከብ ስድራቤት ስማእታትን ግዱሳት ዜጋታትን ድሕሪ’ቲ ውሳነን ዝኽሪን መዓልቲ ሰማእታት ሕብረት ኣፍሪቃ እንታይ ንግበር ዝብል መዛተይ... Read more ...
ምዝገባ ህዝቢ ብ ”ህዝባዊ ሰራዊት (ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ ) ጸገማት ህዝቢ ኤርትራ መወዳእታ የብሎምን፡፡ “ጽባሕ ክሓልፍ’ዩ ተጸመሙ!”፡ “እዚ’ውን ክሓልፍ’ዩ!” ዝበሃላ ካብ ጸረ ለውጥን ደለይቲ ለውጥን ዝግለጻ... Read more ...
ኢሳይያስ ኣብ ትራክ ቢ ናይ ጠለፋ ማእከል ኣቒሙ 01 ግንቦት 2012 ምልክነት ኢሳይያስ ኣብ ትራክ ቢ ሒደት ሰባት ዝፈልጥዋ ናይ ጠለፋ ማእከል ኣቒሙ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ምንጭታት ወጋሕታ... Read more ...
ህጹጽ ጻውዒት ንህዝብን ሰራዊትን 02 ግንቦት 2012 ዝኸበርካ ጅግና ህዝቢ ኣብዚ ሕጂ እዋን’ቲ ማእኸላይ መሪሕነቱ ዘይፍለጥ ተዋጃቢርዎ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ ብፍንው ኩሉኻ ኣብ ዓዲ ትርከብ... Read more ...