ኣደ ወይ ከኣ ደቂ ኣንስትዮ ምሕያል ማለት መጀመርታ ስድራ ቀጺልካ ድማ መላእ ሕብረተ-ሰብን ሃገርን ምሕያል ማለት ኢዩ። ነዚ ተረዲኡ መላእ ኣባል ደንበ...
እዚ ጽሑፍ እዚ ብዛዕባ ተጋዳላይ ናይዝጊ ክፍሉ ካብ ኣልዓለ ብውሑዱ ንገለ ሓፈሻዊ ሕቶታት ኪምልስ ስለዝግበኦ ብዘለኒ ድሩት ሓበሬታን ብናተይ ውልቃዊ...
ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ...
‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ በቲ ኣብ ካናዳ ኦንታርዮ ዚቕመጥ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) እተባህለ ገዲም ተጋዳላይ እተጻሕፈት መጽሓፍ ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ...
እቲ ጉዳይ ኩሉ ጊዜ ንዛረበሉን ነባሪ ጸገምናን ስለ ዝኾነ ብይንኣስ ይፅበ ኩልና ንፈልጦ ኢዩ፡ ኢቲ ጠፊኡና ዘሎ ኣፈታትሕኡ ኢዩ፡ መገዲ ከይረኸብናሉ ድማ...
ሎሚ ከምቲ ኩላህና ንፈልጦ፣ ኣብ ዘዘለናዮ ኩርናዕ ዓለም ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ከይኮነስ ንዓለም ኣደንጺዩን ተኸሲቱ ዘሎ እቲ ሓቂ ባህርያት መራሕ...