ይኹን እምበር ኣታሓሳስባና ካብ ሕድሕዳዊ ምጽልላምን ምፍልላይን ዝሰገረን ኣብ ዘለና ሽግር ናይ ምፍታሕ ጥራይ ዝጠመተን ክኸውን ኣለዎ ዳኣእምበር ብዘበለ...
“ ኣስተውዕል መንእሰይ ኣለኵ በል ክስገር ኢዩ እዚ ዘመን ገበል” ድምጻዊ ዮውሃንስ ትካቦ (ወዲ ትኳቦ) ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ሙኳኑ’ዩ ምስ ድምጻዊ...
እቲ ዘሕዝን እቲ ቀንዲ ዝተገለለ መብዛሕትኡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ስደትን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ኣይኮነን። ከም እውን ነቶም ምእንቲ ምሕራር ሃገርን...
ሓደ ህዝቢ ኣብ ከመይ ዝበለ ናብራ ይነብር ከምዘሎን ከምዝነበረን ንኽትፈልጥ፤ እንታይ ኢሉ ይደርፍ ከምዘሎን ከምዝነበረን ምፍላጥ ይሕግዝ`ዩ ዝብል ኣበሃህላ...
“ምምህርና ፍሉይ ሞያ ኣይኮነን፡፡ ኩሉ ቢ.ኤ.ን ቢ.ኤስ.ሲን ዲግሪ ዘለዎ ሰብ መምህር ክኾውን ይኽእል እዩ፡፡” ቃል ሚኒስተር ትምህርቲ ነበር ናይ ሎሚ...
ፍሉይ ጽሑፍንፋስ ከተማ ፍራንክፈርት ደስ ዘብል ኢዩ። ንግሆ ብምኽንያት ምዝንባል ሰዓታት ድቃስ ቀጨውጨው ምስ በለኒ፣ ነታ ንምብራቕ እትርኢ ናይ መደቀስየይ...