ወዲ-ሰብ ኣብህይወቱ ሰለስተ ዓበይቲ መድረኻት ከምዘለውኦ ይትረኽ ኢዩ። ዕለተ-ትውልዲ፡ ዕለተ ምምሳልን (መ ርዓ) ዕለተ-ሞትን ተባሂሉ ከኣ ይኽፈል።...
ኢሳያስ ስልጣኑ ብኣምላኽ ከም ዘይተዋህቦ ኣጸቢቑ ይፈልጥ እዩ። “ሓያል” ጎኑ ተጠቒሙ ንስልጣን ከም ዝበቕዐ ስለ ዝኣምን ነዛ ስልጣን እዚኣ ንምሕላዉ ኩሉ...
ገለ ገለ ዛንታታት፣ ሙዚቃዊ ህርመት ወይ ድርሰት፣ ጸወታን ዕላልን መበገሲኡ ወይ ጽልዋኡ ወይ ገዲፍዎ ዝኸይድ ኣሰር ግርም እዩ ዝብለካ።ካብዚ ሓንቲ፣ ቀደም...
“ ህዝቢ ሓዝ ፤ መሬት ግደፍ ፤ ክልቲኡ ትረኽቦ። መሬት ሓዝ ፤ ህዝቢ ግደፍ፤ ክልቲኡ ትስእኖ ” ። በቲ ናይ ቻይና ዓብዮታዊ መራሒ ማኦ ሴዱንግ ዝምራሕ...
Death and Its Shadow
ኣይናትካን ኢያ
“ሞት ስለኪ እሞ እንታይ ክብል? እንታይ ኣሎ ዘይተባህለ? መን ኣሎ ንዓኪ ዘይፈልጥ፡ ጨሪሽኪ’ዃ ርግምቲ...
እወ ቃል መላኺ ጉርዲ የብሉን። ብፍላይ ሰማዒ እንተረኺቡ ብሰዓብቱን መውደልደልትን ነቲ መዓት ገፈጥ-መፈጥን ጉርድታትን ዝሓዘ ቃል መላኺ ``ንሱ ከምዝበሎ...