ኣብ ደገ ኮንኩም ተዕገርግሩ ሰብ ትህውኹ
ጌና ዘይተረዳኣኩም ህግደፍ ከም ዝቦኽቦኹ
ብቀይሕ ብጫ ቀጠልያ ጨርቂ ዝተማረኹ
ህዝቢ ዘይመረጻ ብባንደራ ሰይጣን ትማረኹ
ኣብ ማሕበረ-ቁጠባዊ መዳይ፡ ዋላ እኳ እቲ ስርዓት ንሓቀኛ ቁጠባዊ ኩነታት ሃገርና ዝገልጹ ጸብጻባት ናይ ምዝርጋሕ ባህሊ ዘይብሉ እንተኾነ፡ እቲ ዓይኑ...
ሓሙስ መዓልቲ ድ.ቀ ምስቲ ናይ ቀረባ ዓርከይን ስለ ሓቂ ዝቃለስ ፉጹም አረፋይነ ብጻየይን ዋሽንግቶን ዲሲ አተና። ናይ ክራይ መኪና ሒዝና ድማ ናብ’ቲ ምስ...
ብማእከል ጐደና ንዝተሰምዐ ዘይንቡር ሸብዳዕዳዕ ክርኢ ክሳደይ ንድሕረይ ኣቕነንኩ። በሽር ዘሰነየ ቃፍላይ ክቡር ፕረሲደንት ብእግሩ ጐደና ክሰናጥቕ ተዓዘብኩ።...
የሴፍ ገብረሂወት እንተተማህረ እንተጸሓፈ ከም ኤርትራዊ መጠን ክንኰርዕ ይግብኣና። ስለምንታይ እንተተባህለ ፍታሕ ናይ ኩሉ ጸገማትና ብሓፈሻውን ብወሳንን...
ካብ ነፋሪት ወሪድና ናብ ከተማ ንምእታው ከም’ቲ ልሙድ ኣሰራርሓ፡ ኣብ ኣየር እንከለና ዝተዓደለና ፎርም መሊአ፡ ከምኡ’ውን ኣድለይቲ ዝተባህሉ ወረቓቕተይ...