ስለ'ዚ ባይቶ ክህልወናን ካብኡ ብዙሕ ክንጽበን ናይ ግድን ኢዩ፡ ምኽንያቱ ቃልስና ኣብ ውረድ ደይብ ንብዙሕ እዋናት ስለ ዝኸደ ሽግርና'ውን ዓለም ተረዲኡዎ...
እቲ ጠንቂ ሃገርና በዚ እዩ ዝጅምር፡ “ሪም፡ ናይ ሓደ ሕብረተ ሰብ ኣይድፈርን እዩ፡ ውሑዳት ስለ ዝኾኑ ከም ኣመጻጻኣና ብብዝሒ ዝመጸ ብዙሕ ይውሰድ ዝብል...
ሣልሣይ ክፋል፤
እዚ ቆይሙ ዘሎ ባይቶ ንረብሕኤ ከምዘይኮነ ዝተረድኣ‘ሞ ነዚ ንምፍራስ ኮነ ኢለን ብምቅላስ፣ ንሕና ጽላል ተቓወምቲ ሐይልታት ኤርትራ ኢና...
ድሃይ ቀርንና ከመይ ቀንዩ ክቡራት ተኸታተልቲ? ልብናስ ብውረ ኵናትዶ ሃንደበት ተሓዚላትና ሓቀይ! ከምኡ ኢዩ ነገር ፖለቲካ። ኣብቲ ሕሉፍ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ...
ምረት ህዝቢ ጥርዚ ካብ ዝበጽሕ ዊዒሉ ሓዲሩ እዩ፡፡ እዚ ምረት’ዚ ሕመረት ኮይኑ ዘንቀሳቕስ ሓያል ውዳበ ስለዘይረኸበ እዩ ዕምሪ ስልጣን ህግደፋውያን ዝናዋሕ...
እቶም ብደቂ ሰባት ብቓል ወይ ብጹሑፍ ዝፍጸሙ ጌጋታት፡ ብቡዙሕ ኣገላልጻ ክግለጹ ይኽእሉ፡ ገለ ካብኣቶም፡ 1. ጌጋ ትፍጽም ከምዘለኻ ብዘይ ምርዳእ፡ 2....