ሓበሬታ ካብ ኣስማሪኖ ሓበሬታ ካብ ኣስማሪኖ! መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ኣስማሪኖ ብቛንቋ ትግርኛ ዘገልግል ክፋሉ፡ ንሰሙናት ተቛሪጹ ስለዝቐነየ፡ ንጸሓፍትን ኣንበብትን ይቕረታ... Read more ...
ዕድመ ንሳልሳይ ጽንብል ፕሮጀክት ዳግመ-ህንጻ ሳንጆርጆ ቤት ትምህርቲ ሳንጆርጆ ሓንቲ ካብተን ብትምህርታዊ ኣገልግሎተንን ኣፍራይነተንን ጎሊሐን ዝረኣያ ቤት ትምህርታት ሃገርና ምኻና ዘየካትዕ ሓቂ እዩ። ይኹን... Read more ...
ረሞዳን ሙባረክ ይኹነልና تقبل الله صيامك واسعد ايامكوكل عام وانتم بخير ረሞዳን ሙባረክ ይኹነልናብሓፈሻ ኤርትራውያን ኩልና ብፍላይ ካኣ ኣመንቲ... Read more ...
“ትንቢት” ኢሳያስ ኣፈወርቂ 1970*-2010 (40 ዓመታት) 1- ንህዝበይ ኣጸናንዑ፡ ኣጸናንዑ፡ ይብል ኣምላኽኩም። 2- ንልቢ የሩሳሌም ተዛረቡ፡ ጸበባኣ ኸም እተፈጸመ፡ ኣበሳኣ ኸም እተሐድገላ፡ ስለ ዂሉ ሓጢኣታ ድማ... Read more ...
ብስም ሃገርን ውሕስነት ሃገርን ምድንጋር እቲ ኣዳ ካዳብራ ተኣምራታት ግን ኣዳ ካዳብራ ጥራሕ ኣይኮነን ገዛእ ስነሞገት ኣሎዎ። መስርሕ'ዩ። ከም ዝኾነ መስርሕ ከኣ መፈለምታን ጠረርን መወዳእታን... Read more ...
ብቕዓት ን2010ን መጻኢን ኣብ ትሕቲ ጽላል ደሞክራሲን ፍትሕን ሰላምን ስለንነብር ዘለና በዚ ኣጋጢሙና ዘሎ ጸጋ እናመስገና፤ ዝሓለፈ ዓመት 2009 ኣብታ እተወለድናላ ሃገረ ኤርትራን... Read more ...