ኣዝማሪኖ ናይ ቋንቋ ዓረብ ገጽ ክጅምር እዩ ኣዝማሪኖ ንናይ ቋንቋ ዓረብ ተኸታተልትና ነቲ ቅድሚ ሎሚ ዝተማባጻዕናዮ ብቋንቋ ዓረብ ዝካየድ ገጽ ካብ ዝመጽእ ሰሙን ንኽጅመር ድልዉ ምዃኑ ከነፍልጥ... Read more ...
ክቕንጠጥ ኢዩ እዚ ድነ፡ ክፍደ ኢዩ እቲ ሕነ! ንዝኽሪ ኩሎም ብግፍዒ ህግደፍ ዝሳቐዩ ዘለዉ ሰብ ሕልና በቲ ሓደ ግና፡ መስከረም 18፡ ናይ ተስፋ ዕለት'ውን ኢያ፡፡ እቲ ምንታይ፡ ብሳላ ተስፋ ህዝቢ ክመክን ዘይደለዩ ተባዓት ደቂ ሃገር፣ እንታይነት ኣቶ ኢሳያስ... Read more ...
ኣዝማሪኖ: ዓሰርተ ክልተ (12) ዓመታት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኣዝማሪኖ ዶት ኮም ካብ ትጅመር ዓሰርተ ክልተ መሊኣ፡፡ ብምኽንያት ናይዚ ኣጋጣሚ'ዚ፡ ናብ ኩሉኹም ተኸታተልቲ ኣዝማሪኖ ዳት ኮምን መሓዙታን ዝቐንዐ... Read more ...
መድረኽ ዒምም ይእከል፡”ሽገይ ሃቡኒ” ንበል! ሓርነት ማለት ግን እንታይ ድዩ ? ሓርነት ማለት ደኣ ከም ትርጉም፡ ዓመጽን ግፍዕን ዘይብሉ፡ ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ ርትዒ ተሳፍሓሉ ሃዋህው ማለት ኢዩ፡፡ ህዝቢ... Read more ...