በይ ኤርያ ካሊፎርንያ
{autoremote linkfromdisplay="false" shuffle="false" autostart="true" width="250" height="20"}http://blip.tv/file/get/Asmarino-bahliSnit2009EritreaAyresaEnekn717.mp3{/autoremote}
ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከም ዓሚ ለብዘበንውን ብ ዝበለጸ አብ ግንቦት 29 (May 29) ንምጽንባላ ንዳለወሉ ከም ዘለና ደጊምና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ናይ ሎሚ ዓመት ፍልይ ብዝበለ ብ ሰሚናር ናይ ዶክቶር ኣሰፋው ተኽስተ ከም ዝዕጀብ ነበስረኩም። እም ኩሉኩም ደለይቲ ሰላምን ፍትሒን ምሳና ሓቢርኩም ብሓንሳብ
“ይኣክል ንውልቀ ምልኪ ንበገስ ንልዕልና ሕጊ”
أ للدكتاتورية – نعم لسيادة القانون
“No to Dictatorship, Yes to Rule of Law”
እንዳበልኩም ከተምስዩ ብኪብሪ ንዕድመኩም። እቶም ኣብዝተፈላለያ ከተማታት ዘለኩም ደለይቲ ፍትሒውን ኣኣብዘለኩምዋ ክተብዕልዋ ብትሕትና ንሓትት።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ነዛ ፖስተር ተወከሱ ከምኡውን ነዛ ፖስተር ምስ እትደልዩ አብ eycbayarea.com ኽትረክብዋ ትክእሉ።
ማሕበር ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ (Eritrean Youth for Change, Bay Area)
This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.