ሎሚ ሞት ኢሳይያስ! ሞት ክናና ንምስማዕ ኣብ ዱሮ “ኣፍ-ኣርክቡ” ኣብ ዘለናሉ ግዜ፣ ዓመተ 2011 ሓሊፋስ ሓዳስ ዓመት 2012 ንቕበል ኣሎና። ሎሚ...
ገፋፍ ዓሳ መርበቡ ክውርውር እንኮሎ ፡ ተስፍኡ ኣርባሒ ዝኾነ ዓቀን ዓሳ ንኽትገፈሉ ኢዩ ። እዚ ማለት ግና ኩሉ ጊዜ ዘዝተስፈውካዮ ትረክብ ማለት ስለ...
ኣብዛ ዓለምና ኩሉ ጊዜ ብቐጻሊ ደቂ ሰብ ዝድሕኑሉ መንገዲ ኣብ ምድላይን ሂወት ዘድሕን መድሃኒታት ኣብ ምድህሳስን ዝነጥፉን ብምኽሪ ንሰብ መንፈሱ ብምህዳእን...
ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ዝኾነ ይኹን ሓሳባቱ ክጽሕፍ ዝነቅል ኣካል ንገለ ከሐጉስ ንገለ ከኣ ከሕርቕ ኢሉ ዝተበገሰ እንተደኣ ኮይኑ ኣብ መወዳእታኡ ተገልቢጡ...
ከምቲ ርዱእ ዳርጋ ኩሉ ወዲ ሃገር ሓደ መንግስቲ ኢዩ ዝፈልጥ። ሓደ ምንግስትን ሓደ ሰልፍን ዝብል’ውን ኣይውሑድን። ብዛዕባ’ቲ ’መንግስቲ’ ዝብል ኣምር’ዃ...
ብናይ ዕለት 21/11/2011 ፈነዋ ሬድዮ ኤረና ኣቢለ ንኣብ መንከስ ሓርገጽ ኮይኖም....... " ወይ ክንድዚ ዝኣክል ኣሽሓት ዶላር ትኸፍሉ ወይ...