ዝኸበርኩምን ዝኽበርክንን ደቂ ኤርታራ ቅድሚ ዝኣገረ ከምቲ ልሙድ ልባዊ ሰላምታይ ተቐበሉ፡ ብምቕጻል ንኹሉ እንደልዮ ፍታሕ መሰረቱ ሓድነትና ጥራይ ምዃኑ...
ሃለዋት እቶም ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ስድተኛታት አማዕዲኻ ምርአዩ እቲ ዝቐለል ኢዩ። ውሽጡን ውሻጤኡን ንምድህሳስ ምስ እትህቅን ግን ኣስከሕካሒ...
መሰል እምነት ቀዳመይቲ መሰል ተባሂላ ትጽዋዕ። ንምንታይከ ከምዚ ትጽዋዕ? እምነት ናይ ሕሊና ጉዳይ ስለዝኾነት። ኩለን ካልኦት መሰላት - ናይ ምዝራብ፡ ናይ...
ከመይ ቀኒኹም ደቂ ሩባይ መረባይ አብ ዘዘለኹምዎ ክፍለ ዓለማት ዘለኹም! አነ በጅካ እቲ ኩላትና እንቓለሰሉን ብተስፋ እንጽበዮ ዘሎናን፡ ማለት እዚ አብ...
በቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ግዳያት ሲናይ ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ባርባራዊ ግፍዒ፡ ሕልንኡ ዘይተተንከፈ ሰብኣዊ ዝዀነ ሃገራዊ ዜጋ ስለ ዘየለ፡ ምእንቲ ወጽዓ...
ክቡራት ተኸታተልቲ መፍተል ሓበረታ፥ ኣብ ዝሓለፈ መልእኽተይ ብኽንፊ ተቓውሞ ዝተኻየደ ጉባኤ ኣዋሳ(ኢትዮጵያ) ኣውኪኤልኩም ምንባረይ ዝዝከር እዩ።...