ቃለ መጠይቕ ምስ አብ ዲንማርኽ ዝርከቡ ስደተኛታት መንእስያት ኣብ ዲንማርኽ ዘለዉ ስደተኛታትን ካልኦት ተደናገጽትን ዝርኸብዎ ስላማዊ ስልፊ ንዓርቢ 19 ታሕሳስ 2014 ኣብ ከተማ ኮፐንሃገን ዲንማርኽ ንዝኻየድ ስለማዊ... Read more ...
ሓተታ ድምጺ ደሊና ሰሉስ 16 ታሕሳስ 2014 ስርዓት እንተደኸመን ካብ ሓላፍነቱ ዘልሓጥ ኢሉ ጌጋ መኣዝን እንተመረጸን ፡ ሓላፍነት ዝስከም ህዝቢ ባዕሉ’ዩ። ህዝቢ መዓስ ሓልፍነቱ የልዕል ዝብል ሕቶ... Read more ...
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ ኣስመረት መድሃኔ ኣተኩሮ ናይሎሚ ጽሑፋና ነቲ ዕድመን ዕምሪን መንእስያት ኣብ ኢዱ ጨቢጡ ዘልኽኹም ኢኹም ትኾኑ እናበለ ኣብ ግዱዱ ዕስኽርናን መጻኢ እብ ዘየእንፍት መርሖ... Read more ...
መስትያት ቤትና: ዓሰርተ ታሕሳስ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ሎሚ እታ ኣብ ዓለም ብኽብሪ ኣተሓሕዛ ዜጋታታ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ ዘላ ሃገር እያ። በዛ ሎሚ ዕለት ከኣ ብዙሓት ተደናገጽቲ ኣዕርኹን ደለይቲ... Read more ...
ሲናይ ርሑቕ ምብራቕ ኤስያ ንህዝቢ ዝበደለ ይንዋሕ ይሕጸር ሃገርና ዓዲ ሕጊ ትኾነሉ እዋን ስለዘሎ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪቦም ዝግባእ መቕጽዓቶም ከምዝወስዱ ጥርጥር የብለይን። ገንዘብ... Read more ...
ንዛተ...! ምስ ፈታውን ጸላእን ንዛተ!! ንሕና እዞም ንህዝብናን ሃገርናን ዝኸውን ፍታሕን ድሕነትን ሓርቢቱና፡ ኣብ ጸገም እንርከብ ዘሎና ህዝብን ተቓለስትን ብዘተን ልዝብን ነቲ ሓባራዊ ፍታሕ... Read more ...