ካብ ስቶኮልም ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ዝኣተዉ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ መምለሲ ስኢኖም ሓያሎ ካብኣቶም ድማ ናብ ዱባይ እናተጓዕዝ ከም ሓድሽ ብመንገዲ ኣኤር ኢትዮጵያን ካልኦት ናብ ስቶኮልም ክምለሱ ይግድድደዱ ኣለዉ። Read more ...
ሎሚ’ውን ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስን ስርዓቱን ባዶ መብጽዓ እናነስነሱ ህዝቢ ከደናግሩ ይጽዕሩ። ኩሉ ቁጠባዊ ሂወት ሃገር ረሚሱ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ምስ ሓደ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ፋብሪካ ወረቐትን ሕትመትን ንትምህርቲ ዝኸውን መጻሕፍቲ፣... Read more ...
ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል ፈላሚ ጉባኤ ብዓወት ዛዚሙ። ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል ፈላሚ ዞባዊ ጉባኤ ኣካይዱ፡ እቲ ድሕሪ ምትሕንፋጽ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ እስራኤልን ምንቅስቓስ መንእሰያት... Read more ...
ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል ምዱብ ወርሓዊ ኣኼብኡ ኣካይዱ: ኣብ’ቲ ብዕለት 30/01/2014 ዝተኻየደ ኣኼባ ህልው ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራን ደምበ ተቓውሞን ህልው ኩነታት ሰራዊት ሕድርን ኤርትራዊ ስደተኛ... Read more ...
እስራኤል፣ ስደተኛታት ሕቶ ሰብኣዊ መሰሎም፣ ብሰለማዊ ሰልፍን ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማን እናገለጹ፣ ንማሕበረ-ሰብ ዓለም ጻውዒቶም የቕርቡ ኣለዉ። ነዚ ብስደታኛታት ዝግበር ዘሎ ኣድማ ዝቃወሙ ገለ ዜጋታት'ታ ሃገር ብዝተፈላለየ መልክዕ፣ ኣብ ስደተኛታት ጸቕጥን በደልን ይፍጽሙ ኣለዉ። ማይን ኤለክትሪክን... Read more ...
ቅዱስ ኣቡነ-እንጦንዮስ ብደረጃ ዓለም-ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ሰላም ሓዋርያ ዝብል ሽልማት ተዋሂቡዎም እዚ ዓቢይ ትርጉም ዘለዎ ናይ ክብሪ-ሽልማት’ዚ ዝተቐበሉዎ፥ እቶም ዓቢይን ክቡርን ኣቦና ብፁዕ-ኣቡነ መቃርዮስ እዮም። ከመይሲ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት... Read more ...