ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ንምልካዊ ስርዓት ሓቢሩ ሓግሒጉ ንኸኣልዮ ዝጽውዕ መልእክቲ ዝሓዘ ስእላዊ ጽሑፍ (ግራፊቲ/graffiti ) ለጢፎም ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳምን ሰንበትን ህዝቢ ኤርትራ ንምልካዊ ስርዓት ሓቢሩ ሓግሒጉ ንኸኣልዮ ዝጽውዕ መልእክቲ ዝሓዘ... Read more ...
ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር፣ ምስ ዶክተር ኣኦማ ኦባማ (ሓብቲ መራሒ ሃገር ኣመሪካ፣ ባራክ ኦባማ) ተራኺቡ ተመያይጡ ዶክተር ኣኦማ ኦባማ ቃል ብቓሉ ንተቓለስቲ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዝሃበቶ ምኽሪ ነዚ ይመስል " ኣፍሪቃ ሕማም ኣይኮነትን። ኣፍሪቃ... Read more ...
ጉጅለ ባህሊ ብድሆ ካብ ከተማ ስታቫንገር ትስጎግ ብዓርቢ ሽዱሽተ ታሕሳስ ኣብ ክተማ ስታቫንገር ምርኢት ከተቕርድ ካብ ኤርትራ ዝመጸት `ብድሆ’ ዝተሰምየት ጉጅለ ባህሊ፡ ብሓያል ጻዕሪ ደለይቲ ለዉጢ ከተማ... Read more ...
ናቕፋ ተዛሪቡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ህዝቢ ኣንጽር ምልኪ ሓቢሩ ንኽልዓል ዝጽውዕ ጭርሖ ዝተጻሕፎ ሓሙሽተ ሽሕ ናቕፋ ኣብ ኣስመራ ዘርጊሖም።... Read more ...
ትዕግስቱ ዝወድአ ህዝቢ ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ’ዩ ክመጸና? ናብ ምባል በጺሑ እቲ ካብ ግዜ ንግዜ ተቐባልነቱ እናሃሰሰ ዝመጸን ብዝተፈላለየ መልክዕ ክግለጽ ዝኽእል ብርቱዕ ተቓውሞታት ከጋጥሞ ዝጸንሐን ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት... Read more ...
መርድእ ግዳያት ሓደጋ ባሕሪ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሻቕሎት እንሃለወ፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ‘ኣመሪካ’ ጥራይ ምባሉ ህዝቢ ኣቖጢዑ ህዝቢ ሓዘን ናይቶም ኣብ ላምቤዱሳ ዝሃለቑ 360 ኤርትራውያን ደቁ ሓዘኑ ከይዓጸወ፣ እንደገና ናይ 155 ኤርትራውያን መርድእ ፈቐድኡ ክበጽሕ ምጅማሩ፣ እሞ... Read more ...