ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ለበዳ ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኤርትራ ንሰፊሕ ከባቢታት ሃገርና ዝሸፈነ ለበዳ ሸሮኽ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ኣቀዲሙ ተሓቢሩ ኔሩ ። ብመሰረት ካብ ኣብ ውሽጢ ሃገር ካብ ዝርከቡ ምንጭታት... Read more ...
ከቢድ ለበዳ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ፥ ኣብ ኤርትራ ኣብዚ እዋን'ዚ ብቀሊል ክግታእ ዘይተኻእለ ለበዳ ሕማም ሸሮኽ ተላቢዑ ኣሎ። እቲ ለበዳ ንመጀመርያ ግዜ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣቢሉ ይኸውን፡ ካብ... Read more ...
ናይ ብሕቲ ኢንተርኔት ካፈ ብ ኣባላት ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ይህደና ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ካብ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ጀሚሩ ኣብ ናይ ውልቂ እንዳ ኢንተርኔት ካፌታት ዝተኣታተወ ስልኪኣልቦ ኢንተርኔት... Read more ...
ህግደፍ ፡ ዳግማይ ገንዘብ ህዝቢ ይዘምት ከም ዝፍለጥ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ብስም ምቅያር ባጤራ፡ ኩሉ ኣብ ኢድ ህዝቢ ዝነበረ ገንዘብ ናብ ባንክታት መንግስቲ ከም ዝኣቱ... Read more ...
ኤርትራ፦ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ኤርትራ ተግባራዊ ውሳኔ ክግበረሉ ዘኽእል ድምጺ ብምሃብ ሓድሽ እማመ ክሓልፍ ምውሳኑ፡ ኤርትራውያን ማሕበራት ደለይቲ ፍትሒ ደገፈን ይገልጻ። መርማሪት ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ባርነት፣ ኢሰብኣዊ መግረፍቲ፣ ጾታዊ ዓመጽ፣ ቅትለት፣ ምስዋርን ካልኦት ኢሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝተፈጸመ እያ... Read more ...
ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ጄኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ ገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብ21 ሰነ ኣብ ጀኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ኣስመራ ካብ ዝተላእከኡ... Read more ...