ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን!
``ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ።`` ዊልያም ኣይዛክስ (MIT)
*********
“ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን!
ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት
-ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM-
- - - - - - - - - -
ብምኽንያት ኣፈርክቡ ኩነታት ሃገር፡ ኣብ ግንቦት 23፡ 2016 ዝተዘርግሐ - ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን - ክፉት ዘተ ንምክያድ፡ ተሓባበርቲ ብዝገበርናሎም ዕድመ፡ ጊዜኦምን ድኻሞምን ከይጸብጸቡ፡ ብዛዕባ ሰረታት ምንቅስቓስ (Grassroot movements) ህያው ዝኾነሉ መንገዲ ምሳና ንምዝታይን ንምርድዳእን ይመጹ ከም ዘለዉ ብትሕትና ነበስር።
ክቡራትን ክብርትን ኣጋይሽና፡-
- ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ
- ወ/ሮ ተኽኣ ዮውሃንስ
- ኣቶ ተወልደ ስእለ
ቦታ፡- ኣዳራሽ ኤ.ኣ.ሲ.ማ.፡ 590 Shawmut Ave., Roxbury, MA
ዕለት፡- ቀዳም፡ ሓምለ (July) 9፡2016
ሰዓት፡- 6፡00 ምሸት።
*** ምእንቲ ኣኽብሮት ኣጋይሽናን ኣዕጋቢ ዘተን፡ ጊዜ ኣኽ ቢርና ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ንላቦ።
“I prefer to be a dreamer among the humblest, with visions to be realized, than lord among those without dreams and desires.” Khalil Gibran
ብደሓን ምጹ!