ምድላው መዓልቲ መበል 19 ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ብሕብረት ኤርትራውያን ስዊደናውያን ንደምክራስያ
ሎም ዘመን እውን ከም ዓሚ ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ፣ ነዚ ታሪኻዊ መ ዓልቲ፣ ሕዝብና ድሕሪ ናጽነት ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን፣ ስደትን ሕልቂትን ንክዝክርን፣ ናይ ዝሓለፈ ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝብና ብዘዔወቶ ሃገራዊ ናጽነት ንምምጓስን፣ ደንበ ተቃውሞ ድማ በዚ ኣጋጣሚ ንመጻኢ ካብዚ ኣስቃቂ ኩነታት ነጻ ንምውጻእ ቃልስታቱ ዘደንፍዓሉ መገድታት ንምድላይ እንዝትየሉ ኮይኑ መታን ክውዕል ዘድሊ ምቅርራባት ንገብር ኣሎና።
ዕለት፣ ግንቦት ቀዳም 29/2010
ግዜ፣ ካብ 17.00 ክሳብ 03.00
ቦታ፣ ረስቶራንት ኦመጋ ፣ ጐደና ኣርመ ጋታን 40 ቨስትራስኩገን ኢዩ
መደብ በዓል ኣብ ዝመጽእ ክንሕብረኩም ኢና……………. ተኸታተሉና
ሕብረት ኤርትራውያን ንደምክራስያ
ብርገሳውን ፖሊቲካውን ማሕበራት ስቶክሆልም