ቃልስኹም ኣብ ዓወት ከምዝበጽሕ ጥርጥር የለን። ንሓቂ ሓሶት ኣይትቐብራን ኢያ፡ በርትዑ። እንዳ ኢሰያስ፡ ንፍረቃልሲ ህዝቢ ጨውዮም፡ "ሳላሳ ዓመት ተቓሊስና ስለዝኾንናስ፡ ሳላሳ ዓመት ክንገዛኩም ኢና" ካብ በሉና፡ ፍረኣልቦ ናጽነት ኮይኑና ኣሎ። እንተኾነ ሓቂ ተዓዋቲት ኢያ'ሞ ክሓልፈልና ኢዩ።
ተኸታታሊ ኣዝማሪኖ፡ መሓሪ
ሓበሬታ ካብ ስታፍ ኣዝማሪኖ፤
ዝኸበርኩም ዓማዊል መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ፡ ርእይቶታትኩም ከነአንግድ ድልዋት ኢና። እንተኾነ ምሉእ ስምኩም ክጥቀሰልኩም ትደልዩ'ዶ ኣይትደልዩን ብንጹር ክትሕብሩና ከነዘኻኽረኩም ንደሊ።
የቐንየልና