ዘረባ ዘረባ ዓያሹ እንተበልኩም፡ መዓስከ ለቢምኩም ዘረባ ዓበይቲ 'ተበልኩም፡ መዓስከ ንኢስኩም ዘረባ ቖልዑ 'ተበልኩም፡ መዓስከ ፈሊጥኩም መልሓስ፡ መዓስ ዋና'ለዋ ትዛረብ ትዛረብ ትዛርብ'ወ፡ ካን ዘይትሓልፍ መሲሉዋ ሰኣን ሜላ፡ ኣባህላ ግዲ ጠፊኡዋ ገብሪኤል ጓንጉል 8 ሰነ 2012 Previous Next