ጥልመትካ ርእየዮ፡፡
ጥፋትካ ንህዝቢ ብስራትዩ
ህዝቢ ኤርትራ መንፊትዩ
ዓዘፍዘፍ ምባልካ ፍርሓትዩ
ክፉእ ትምኒት ቅንኣትዩ
ኣይተፈለጥኩን ማለት ዕሽነትዩ
ግሩህ ሰብ ይግምትዩ
ኣሽካዕላል ዘርባ ንዕቀትዩ
ካብ ህዝብኻ ምሕባእ ገበንዩ
ምምሕዳር ዘይፈልጥ ክትረትዩ
መሰል ሰብ ዘየኽብር ጥልመትዩ
ዘይኮነ ዘረባ ሓሶትዩ
ይድቅስየ ማለት ስንፈትዩ
ዝተዋህበካ ሕድሪ ጥልመትዩ።
ኣበዶም ገርዝጊሄር
5 ግንቦት 2012