ፍጹም ወዲ ሻሹ ሻሽ ልበስ: ፍጹም ወዲ ሻሹ ተሰነይ እምበኣር ኣብ ሳይናይ: ኣብ ዓዲ ዓያሹ ትንፋስ ገዲፎም: ሓሞት ዘፍስሱ መሬት ሓዲጎም: ሰብ ዝሓርሱ ሰብዶ ይምዘን: በእዳው ገበን ወዲ ሻሹ ዶ ይግነዝ ብሓመድ: ከም ተመን ሰኣን ሻሹ: ጠፍአ ፍጹም ከም ሑጻ'ወ ደቒቑ: በእዳው ሕሱም ገብሪኤል ጓንጉል 17 ሕዳር 2011 Previous Next