ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን፡ ኣድማዒ ሰላማዊሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ምልካዊ ህግደፍ ተኻይዱ። ህግደፍ ብስም "ኤርትራዊ ማሕበረሰብ"ኣደናጊሩ ዝወሰዶ ገንዘብ ክመልሶ ምዃኑ ተነጊሩ።