ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብኢደ ወነኑ ዘኽፍሎ ዘሎ ናይ ኤሌክትሪክ ታሪፍ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሌና ጽልኣት ኣሕዲሩ ክወቕሰና ይገብር ኣሎ ክብሉ ሰራሕተኛታት ትካል ኤሌክትሪሲቲ ኤርትራ ኣፍሊጦም።