ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ - መበል 14 ክፋል “ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ካርቱም ሱዳን ዝነበረ ዓብደላ ኣደም፣ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ዘሰከምዎ ሓላፍነት ክሒዱ ሃዲሙ ኣሎ።” ኣብ ኣጋ መወዳእታ... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ ( መበል 13 ክፋል) ኤርትራ! ኣለና ኣብ ዱሮ “ገዓት ሓምሊ ውጻእ ገዓት ጠስሚ እቶ” ኣብ ዝበሃለሉ ቅነ ጽንዓትን ጋማን! ደቅናን ዲቂ-ደቂናን ከምቲ ንመንነቱ ብሓለንጊ... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ መበል 12 ክፋል ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ፤ ኣለና! ክሳብ እታ ኣብ መቓብር ኢሳይያስ እትቦቅል ተኽሊ ሰላምን ዲሞክራሲን እንርኢ…ክሳብ ምስ ገበነኛታትን ድርብ ገጻት ህግደፍን... Read more ...
ትልሚ፣ ዘርኢ ክርዳድ (7ይ ክፋል ) እቲ ዝነበረ ምፍጣጥን ሓያል ናጻ ርእይቶ ኢብራሂም ዓፋን ግን ንኢሳይያስ ፈጺሙ ኣየደቀሶን ነይሩ። ብድሕሪ ምዝላቕ፣ ኢሳይያስ ኢብራሂም ንምንጻልን... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ ቅንጸላ ኢብራሂም (6ይ ክፋል ) ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ድማ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝነበሮ እምነትን ኣምልኾን ኣሽካዕላል ተፈድዩ። ብሰንኪ ፋሉላዊ... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ (5ይ ክፋል ) ንኢሳይያስ ሎሚ ካብ ህዝቢ ኤርትራን ካብ ውድብ ህዝባዊ ግንባርን ፈሊና ንርኣዮ። ‘ኣቦይ ወልዱ ብዝበልዕዎ ሕሙቶ፣ ንኣደይ ኢታይ ኣጉስዐን’ ከም ዝበሃል... Read more ...