ጉዳይና ካበይ ናበይ ትዕዝብቲ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ፈነወ ኣስመራ። ኣርባዕተ ኣባላት ቲቪ.ኤረ ኢየን ነቲ ፈነወ ዝመርሖ ነይረን። ናይ ሓዳሽ ዓመት ሪችት ምስ ተተኮሰ ዘርኢ ስእሊ... Read more ...
መልእኽቲ በዓል ልደት (፳፻፪ዓ.ም ግእዝ) 2010 ፍቁራት ሰማዕተይ! በሉ ካብዚ ዘንበብናዮ ብሥራት ሕልፍ-ሕልፍ ኢለ ሓደ-ሓደ ነገር ከብርሃልኩም። ኣብ ሉቃ 2፡7 ቦኽሪ ወዳ ወለደት ይብል። ቅድስት ድንግል... Read more ...
ኦ ዓዲ ኣበይቶ: ግፍዕኽን ምስጥሪርክን: እንሆ ይዝንቶ ሕዳር 5፡ 2006 ናብ ሹማምንቲ ህግደፍ ኩልኹም፡- ልባዊ ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ፡ ነዞም ኣስማትኩም ስዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሰበ ስልጣን ስርዓት... Read more ...
48 ሕቶታት ኣብ ውሽጢ 6 ሰዓታት ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ “ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ኣይተራኸብኩን”“ምድስካል ሰበስልጣናት ዝበሃል የለን። ምድስካል ዝበሃል ኣነ ርእየ ኣይፈልጥን ኢየ”“ኣብ ሞንጎ ሓለፍቲ... Read more ...
መረገጺ መንግስቲ ካናዳ ኣብ ልዕሊ ተ.ሓ.ኤን ህ.ግ.ሓ.ኤን እታ ኮሚተ ኣብ ዝገበረቶ ዘይሕለል ጻዕሪ እቲ ጉዳይ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ኣቅሪባቶ። ቅዳሕ’ውን ንዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ካናዳን ሽዑ ኣምባሳደር... Read more ...
ሬድዮ ድምጺ ደሊና፡- ብሓሶት ዝተነድቀ መንግስቲ፡ መመሊሱ ይፈኩስ ግደ ሓቂ፡ ግፍዕታት እዚ መንግስቲ እዚ፡ ኣብዛ ፍልይቲ ዕለተ መስከረም ዝጀመረ ኣይኮነን። ግፍዕን ዓመጽንስ፣ ካብ ብዓንተቦኡ፡ ኣንጊሁ ዝጀመሮ ስለዝኾነ፣... Read more ...