ወላ እንተተራቐቐት ሓሶት ንሓቂ ኣይትስዕራን ኢያ! እዚ ጹሑፍ እዚ፡ ነቲ ኣብ ሞንጎ ኩቡራት ኣሕዋት ኣወልኼር ዓብዱልሓፊዝን መኣዚን ዓብዱል ቐኒን ዝቐነየ ናይ ሓሳባት ናይ ኣራኣእያን ናይ ታሪኽን ናይ... Read more ...
ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ትሸዓተ ድየን ሸሞንተ? ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጉዕዞ ሰውራኡን ሃገሩን ኣብ`ቲ ዝሓለፈ 41 ዓመት ንዝተፈጸሙ ንኹሉ ሩኡይ ዘይኮኑ ሓቅታት ርኡይ ንምግባሩ፡ ብዝያዳ ኻኣ እቲ ሓድሽ... Read more ...
ብሔራዊ ኮምሺን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡- ቅዋምዶ ንበሎ ወይስ ‘መራሒ ሰነድ’ እዚ ሕጂ ብብሄራዊ ኮሚሽን ተነዲፉ ኣብ ዓውደ ክትዕ ቀሪቡ ዘሎ ‘ቕዋም’ ይትረፍ ንህዝቢ ኤርትራ ነዞም ካብ ኮሚሽን ምምስራቱ እዋን ጀሚሮም ብአሰራራሓ... Read more ...
አህዛብ ኤረትራ እፎይ ኢሉ ዘዕሪፋላ ዕለት ቀሪባ ኣሕዋትን ኣሐትን ዝራኸቡላ ሰላም ረኺቦም ኢሂን ሚሂን ዝቡሉላ፤ ብዘይ ገለብ መለብ ሸናዓ ዝብለላ፣ተኣሲሮም ዘሎው ኣሕዋትና ኣሐትና ዝፋቱሑላ፤ ዝዓረቁ... Read more ...
ቀደም ነይሩ እምበይ ፈሰስ (ግብሪ) ምንካየ ሕጂዶ ይሕሸኩም ደኒንካ ምብካየ!! ብትኽክል በየናይ ዓመተ ምህረት ምንባሩ ኣይፈጦን ኢየ። ግን ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ዝተፈጸመ ኢዩ። ሓደ በዓል ስልጣን ኣብ ትግራይ ኣመሓዳሪ ወይ ገዛኢ ዝነበረ... Read more ...
ብዛዕባ ወግዓውያን ቋንቋታት ኤርትራ? ቀዳማይ ክፋል።ዓጅብ! ሳልሕ ቓዲ።እዚ ዓንቀጽ እዚ፡ ነቲ ‘ቋንቋን ሃይማኖትን ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ’ (Language and Religion in Eritrean... Read more ...