ኣነ ኣብቲ ኣዳራሸ ናይ ጊሰን ክኸይድ እንከሎኹ ኢሰያስ ይመጽእ ኣሎ ምስ ሰማዕኩ ኣነን ሓደ ዓርከይን ናይ ኢድ ቴሌፎን (ሞባይል) ኣዋዲድና ኣብቲ ኢሰያስ...
ንኣና ንኤርትራውያን ግን ነዚ ብግቡእ ከይንፈልጦ ዝፅንቅፍ ድሕሪ ባይታ ስለ ዘለና ኩሉ እንቃለሶ ኣታሓሕዝኡ ኣይንኽእሎን፡ ብኡ ምኽንያት ካኣ ቃልስና ካብቲ...
ካብቶም ኣብ ፖለቲካዊ መድረኽ ወጺኦም ዝዋስኡ ገጸ-ባህሪያት እቶም ቀንዲ፡ በዓል ኣቶ X ፡ ኣቶ ኣነ ፡ ኣቶ ንሕናን ኢዮም። እዞም ፈቲና ጸሊእና ካብ...
ኣብ ዓለም ወጹእ ህዝቢ የለን። ኩሉ ብሃይማኖት፡ ብቐቢላ፡ ብእንዳ ነንሕድሕዱ ዝተኸፋፈለን ዝፈሓፋሕን ኢዩ፣ ናትና ድማ ከምኡ። ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ...
በል ራአዮም ህዝቢ ኤርትራ ደስ እበልካ ደስ ኢሉና። በቶም ጀጋኑ ዓበይቲ ዝጸንሑ ውድባት ዓዶም ተሐሪሞም ሐንሳብ ጀሃድ ሐንሳብ...
ናይ ኒውዮርክ ተኣንጎት ተሸብሸብ፣ ብዙሕ ጎስጓስ ዝተኻየደሉን ዘይተኣደነ ጥንቃቀ ዝተገብረሉን ብዕለት 25 መስከረም 2011 ርክብ ሰዓብቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ምስ...