ኤርትራ፦ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ኤርትራ ተግባራዊ ውሳኔ ክግበረሉ ዘኽእል ድምጺ ብምሃብ ሓድሽ እማመ ክሓልፍ ምውሳኑ፡ ኤርትራውያን ማሕበራት ደለይቲ ፍትሒ ደገፈን ይገልጻ።